Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

ብባህርያዊ ሓደጋ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ 20 ሰባት ሞይቶም 32 ቆሲሎም

By   /  August 16, 2016  /  Comments Off on ብባህርያዊ ሓደጋ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ 20 ሰባት ሞይቶም 32 ቆሲሎም

    Print       Email

ብሰንኪ ኣብ ሩባታት ጋሽ ባርካ ዘጋጠመ ዕልቕልቕ ኣስታት 20 ዜጋታት ክሞቱ ከለዉ 32 ድማ ሞግዳእቲ ከምዘጋጠሞም ምንጭታት ካብ እቲ ዞባ ሓቢሮም።

ብዘይካ እዚ ብዙሓት ዜጋታት ካብ መረባቶም ክፈናቐሉ ከለዉ ብኣሽሓት ዝቑጸራ ከብቲን እንስሳ ዘገዳማትን እውን በቲ ባህርያዊ ሓደጋ ከምዝተቐዝፋ ተሓቢሩ።

እቲ ወግሐ ጸብሐ ብዛዕባ ድግሳት ፌስቲቫል ዝጽብጽብ ዘሎ መንግስቲ ኤርትራ ንሞት ናይቶም 20 ዜጋታት ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ከይቃላሕ ከምዝኣገዶ ተፈሊጡ።

 

    Print       Email

You might also like...

_106539_eritrea300

ንኡስ ምልክታት ናዕቢ ኣብ ሰራዊት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

Read More →