Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

40 ኣባላት ግንቦት 7 ብዘይተፈልጡ ሰባት ተሰሚሞም

By   /  July 7, 2016  /  Comments Off on 40 ኣባላት ግንቦት 7 ብዘይተፈልጡ ሰባት ተሰሚሞም

    Print       Email

ብ30 ሰነ 2016፥40 ኣባላት ናይቲ ብግንቦት 7 ዝፍለጥ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ምንቅስቓስ ኢትዮጲያ ብዘይተፈልጡ ወገን ተሰሚሞም።

እቶም ወተሃደራት ግንቦት 7 እዚ ናይ ምስማም ኩነት ዘጋጠሞም ኣብቲ ኣብ ጥቓ ከተማ ደቀምሓረ ዝርከብ መዓስከሮም ማለት መዓስከር ጋዴን ኮይኑ፥ኣብ እዋን ምሰሖም ብዝተገበረ ናይ ምስማም ተግባራት እዩ እቲ ምብራዝ ሰባት ኣጋጢሙ። እቶም ዝተሰመሙ 40 ወተሃደራት ሽዑ ናብ ዓላ ናብ ዝርከብ ወተሃደራዊ ሕክምና ከምእተወሰዱ ውን ተፈሊጡ ኣሎ።

ቅድሚ ወርሕን ክልተ ሰሙንን ኣቢሉ ክልተ ጋዜጠኛታት ናይቲ ምንቅስቓስ ኣብ ከባቢ ቲራቮሎ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ቤቶም ተሰሚሞም ከምዝሞቱ ዝፍለጥ ኮይኑ  ሰራሕተኛ ናይ ቤቶም ዝነበረት ንጽባሒቱ ብሓይልታት ጸጥታ ኤርትራ ብምስማሞም ተኸሲሳ ከምዝተቐየደት ዝዝከር እዩ።

    Print       Email

You might also like...

ኢዮብ መድሃኔ ዝተባህለ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ስርዋ ንልዕሊ 10 ዓመት ተኣሲሩ ዝጸንሐ ኮንትራክተር; ካብ ማእሰርቲ ምስ ሓለውቱ ኣምሊጡ።

Read More →