Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

ሓይሊ ኣየር ኤርትራ 16 ዩክሬናውያን ናይ ራዳር ክኢላታት ንኽልተ ዓመት ብዝጸንሕ ኩንትራት ናብ ኣስመራ ኣእትዩ።

By   /  July 31, 2016  /  Comments Off on ሓይሊ ኣየር ኤርትራ 16 ዩክሬናውያን ናይ ራዳር ክኢላታት ንኽልተ ዓመት ብዝጸንሕ ኩንትራት ናብ ኣስመራ ኣእትዩ።

    Print       Email

ሓይሊ ኣየር ኤርትራ 16 ዩክሬናውያን ናይ ራዳር  ክኢላታት ንክልተ ዓመት ብዝጸንሕ ኩንትራት ናብ ኣስመራ ኣእትዩ።

እዞም ብዕለት 18 ሓምለ ዝኣተዉ 16 ዩክሬናውያን ድሮ ብድሕሪ ኣላስካላ ኣብ ዝርከብ ቪላታት መንበሪ ተገይሩሎም ከምዘሎ ዝሓበሩ ምንጭታትና ዝበዝሑ ካብኦም ኣብ ራዳርን ምቁጽጻር ኣየር ትራፊክን ታዕሊም ዝህቡ ሙኻኖም ተፈሊጡ።

ኣቐድም ኣቢሎም ኣብ ከባቢ ለካቲት እውን ሓደ ጉጅለ ዩክሬናውያን ኣትዮም ምንባሮም ክሳብ ሕጂ ድማ ኣብ ምትካል ሓደስቲን ምጽጋንን ራዳራትን ኣቶኩሮም ስልጠና ይህቡ ምጽነሖም ተፈሊጡ።

    Print       Email

You might also like...

mideast

ሓድሽ ዓለማዊን ዞባውን ስርዓት (order)፤ ንኤርትራ ብኸመይ ይጸልዋ ኣሎ።

Read More →