Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  July
Latest

ሰንበት 31 ሓምለ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  July 31, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰንበት 31 ሓምለ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ኤርትራ፤ ባጀት ቤት ትምህርቲ ጽሙማን 1000000፤ ሽልማት ሓደ ደራፋይ 40000 ወይ 4% ናይ ጠቕላላ ባጀት ቤት ትምህርቲ

By   /  July 31, 2016  /  Columns, ካብ ዘንበብናዮ  /  Comments Off on ኤርትራ፤ ባጀት ቤት ትምህርቲ ጽሙማን 1000000፤ ሽልማት ሓደ ደራፋይ 40000 ወይ 4% ናይ ጠቕላላ ባጀት ቤት ትምህርቲ

13260112_10154382590200967_5020406696270838173_n

ኣብዚ ቅንያት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኤርትራ ውጽኢት መልቀቒ ካልኣይ ደረጃ ኣመልኪቱ ሓበሬታ ዘርጊሑ ኣሎ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2015/2016 ተመርሚሮም ንዲግሪ ዝሓለፉ ተመሃሮ 11 ሚእታዊት እዮም፥ ብኻልእ ኣበሃህላ እቶም 89% ካብ ናይ ዩኒቨርሲቱ ደረጃ ብእዋኑ ተገሊሎም ኣለዉ ማለት እዩ።እዚ ነቲ ንመንእሰያት ሓኒቑ ሒዝዎም ዘሎ ሕሰምን ሳዕቤናቱን ከይገለጽካ፥ ከምቲ 65 ኣባላት ናይዚ ዝሓለፈ ዙርያ ውጽኢት […]

Read More →
Latest

ሓይሊ ኣየር ኤርትራ 16 ዩክሬናውያን ናይ ራዳር ክኢላታት ንኽልተ ዓመት ብዝጸንሕ ኩንትራት ናብ ኣስመራ ኣእትዩ።

By   /  July 31, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ሓይሊ ኣየር ኤርትራ 16 ዩክሬናውያን ናይ ራዳር ክኢላታት ንኽልተ ዓመት ብዝጸንሕ ኩንትራት ናብ ኣስመራ ኣእትዩ።

paulos

ሓይሊ ኣየር ኤርትራ 16 ዩክሬናውያን ናይ ራዳር  ክኢላታት ንክልተ ዓመት ብዝጸንሕ ኩንትራት ናብ ኣስመራ ኣእትዩ። እዞም ብዕለት 18 ሓምለ ዝኣተዉ 16 ዩክሬናውያን ድሮ ብድሕሪ ኣላስካላ ኣብ ዝርከብ ቪላታት መንበሪ ተገይሩሎም ከምዘሎ ዝሓበሩ ምንጭታትና ዝበዝሑ ካብኦም ኣብ ራዳርን ምቁጽጻር ኣየር ትራፊክን ታዕሊም ዝህቡ ሙኻኖም ተፈሊጡ። ኣቐድም ኣቢሎም ኣብ ከባቢ ለካቲት እውን ሓደ ጉጅለ ዩክሬናውያን ኣትዮም ምንባሮም ክሳብ ሕጂ ድማ ኣብ ምትካል […]

Read More →
Latest

ساعة المنتدى ليوم السبت 30 يوليو 2016 ​

By   /  July 31, 2016  /  Radio, صوت المنتدى  /  Comments Off on ساعة المنتدى ليوم السبت 30 يوليو 2016 ​

mUNTATDA NEWS LOGO Read More →
Latest

ቀዳም 30 ሓምለ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  July 30, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ቀዳም 30 ሓምለ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ዓርቢ 29 ሓምለ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  July 30, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 29 ሓምለ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange Read More →
Latest

ሓሳባትኩም ከተካፍሉና ብትሕትና ንሓትት – [email protected]

By   /  July 29, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሓሳባትኩም ከተካፍሉና ብትሕትና ንሓትት – [email protected]

EmailUS (1)

ክቡራት ተኸታተልቲና፤ ኣብ ፈነወታትና ይኹን መርበብ ሓበሬታና ዘለኩም ነቐፌታ፥ርእይቶ፥ሕቶ ወይ ሓሳባት ከተካፍሉና ብትሕትና ንሓትት። ኢመይልና [email protected] እዩ። ምስናይ ኣኽብሮት

Read More →
Latest

[email protected]

By   /  July 29, 2016  /  Radio, صوت المنتدى  /  Comments Off on [email protected]

Arabic feedback

السيدات و السادة  يهمنا كثيرا أن نقرأ ونستمع لأرائكم ومقترحاتكم وإنتقاداتكم فيما نقدمه من برامج إذاعية و مواد إعلامية في الشبكة العنكبوتية بموقع المنتدى ، وكذلك نرحب بإسهاماتكم مقالا وشعرا ونثرا وبنشاطاتكم  في المجالات كافة، فهي جهود منكم وإليكم ،وبكم يتم دعمها .   هدفنا إسماع صوت الإنسان الأرتري ، فكونوا دعما لهذا الهدف .   للتواصل […]

Read More →
Latest

ሓፈሻዊ ሓበሬታ ናይታ ኣብ ሰነ (ሓምለ?) 2014 ዝጠፍአት መርከብ

By   /  July 29, 2016  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ሓፈሻዊ ሓበሬታ ናይታ ኣብ ሰነ (ሓምለ?) 2014 ዝጠፍአት መርከብ

ሰላም ዝኸበርኩም ተኸታተልትና ሬድዮ መድረኽ ብዛዕባ እታ ኣብ ወርሒ ሰነ 2014 (ሓምለ?) ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ዝተበገሰት እሞ ደሃያ ዝጠፍአት መርከብ ሓበሬታ ንምርካብ ክትጽዕር ጸኒሓ ኣላ። እቲ ተረኺቡ ዘሎ ሓበሬታ ዝተፈላለየን ብርክት ዝበለን እኳ እንተኾነ፥ እቲ ዝተረጋገጸን ካብ መሰኻኽር ዝተረኸበን ጥራይ ኪቐርብ ስለዝግባእ ብጥንቃቐ ንምጽራዩ ክጸዓር ጸኒሑ ኣሎ። እቶም ዝደሓኑ እሞ ተረኺቦም ዘለዉ እውን ብሰንኪ […]

Read More →
Latest

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምጽንጻን ህዝቢ፥ ሰራሕተኛታትን ሓለፍትን ‘መንግስቲ’ ከቢድ ወጻኢታት ይገብር።

By   /  July 29, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምጽንጻን ህዝቢ፥ ሰራሕተኛታትን ሓለፍትን ‘መንግስቲ’ ከቢድ ወጻኢታት ይገብር።

mocambo

ኣብ ኮሌጅ ማይ ነፍሒ ብቴክኖሎጂ ሓበሬታ ማለት IT ሎሚ ዓመት ዝወድኡን ተሓጋገዝቲ መማህራን ዝጸንሑን ን 5 ዓመታት ብዘይኣፍልጠኦም ንኩነታቶም ብዝምልከት መጽናዕቲ ኪካየድ ድሕሪ ምጽናሕ ናብ ቤትጽሕፈት ፕረሲደንት ክሰጋገሩ ይኽእሉ እዮም ዝብል ናይ እምነት ገምጋም ስለዝተገበረሎም ብዕለት 24 ሓምለ ካብ ማይነፍሒ ክሰጋገሩ መምርሒ ሓሊፉ። እቶም 11 መንእሰያት ኣብ ሳልስቱ ማለት ብዕለት 26 ሓምለ ካብ ገዛውቶምን ማይነፍሕን […]

Read More →