Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

ኣብ ሓድሽ መዓስከር ታዕሊም እዳብ ዝርከቡ መንእሰያት ብጥሜትን ጽምእን ይሳቐዩ

By   /  June 27, 2016  /  Comments Off on ኣብ ሓድሽ መዓስከር ታዕሊም እዳብ ዝርከቡ መንእሰያት ብጥሜትን ጽምእን ይሳቐዩ

    Print       Email

ኣብ ከባቢ ኣፍዓበት ኣብ ዝርከብ እዳብ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ሓድሽ መዓስከር ታዕሊም ዝርከቡ ኣሽሓት መንእሰያት ብጥሜትን ጽምኢ ማይን ሕማማትን ይሳቐዩ ዝተፈላለዩ  ምህላዎም ተሓቢሩ። እዞም ክሳብ 10 ሽሕ ዝበጽሑ መንእሰያትን ብዕድመ ድፍእ ዘበሉ ሰባት ከይተረፉ ዝርከብዎም ሰባት ታዕሊም ዝጽበዩ ዘለዉ ኮይኖም ዝበዝሑ ካብኦም ኣብ ዝግበኣኩም እዋን ንሳዋ ኣይወረድኩምን ተባሂሎም ዝተገፈፉ፥ ከምኡ ውን ኣብዚ ሓጺር እዋን ካብ ሱዳንን ግብጽን ዝተሰጎጉ እዮም።

ሓድሽ መዓስከር ታዕሊም እዳብ ክሊምኡን ኩነታት ኣየሩን ኣዚዩ ከቢድ ኮይኑ እቲ ቦታ መንእሰያት ዶብ ንኸይሰግሩን ብክሊማ ክሳቐዩን ኮነ ኢልካ ተመርጸ ሙኻኑ ይሕበር።

    Print       Email

You might also like...

_106539_eritrea300

ንኡስ ምልክታት ናዕቢ ኣብ ሰራዊት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

Read More →