Loading...
You are here:  Home  >  Radio  >  Current Article

ሰሉስ 31 ግንቦት 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  June 1, 2016  /  Comments Off on ሰሉስ 31 ግንቦት 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

    Print       Email
ዋዛታት ናጽነት

ኣብ ዝሓለፈ መዓልቲ  ናጽነት ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ወተሃደራዊ ምረሻ ክሓልፉ ከለዉ ሓደ ጋሻ ንሓደ ዋርሳይ እዚኦም ዝሓልፉ ዘለዉ እንታዮም ምስበሎ ህውኽ ዝበለ ዋርሳይ ሓ/ም/ኤ በሎሞ እቲ ጋሻ እንታይ ማለትይ ምስበሎ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ በሎ።

ጽንሕ ኢሎም ደድሕሪ ሓይልታት ምክልካል ኤርትራ ካብ ወጻኢ ዝመጹ ተባሂሎም ያኢ መስርዕ ኮይኖም ናብቲ ውልቀመላኺ ኢዶም እንዳወዛወዙን ገጾም እንዳመያየጹን ይሓልፉ ነበሩሞ እቲ ጋሻ ሕጂ ውን ነቲ ዋርሳይ እዚኦም ከ እንታይ እዮም ክብል ሓተቶ። ህዉኽ ዋርሳይ ሕጂ ውን ሓ/መ/ኤ ክብል መለሰሉ። እቲ ጋሻ ፈሊጠ ኢሉ ኣሃ ከምቲ ዝበልካኒ ሓይልታት ምክልካል ኤርትራ? በሎ። ወዮ ቅጭ ዝመጾ ዋርሳይ ኖኖ ሓይልታት መጣቓዕቲ ኤርትራውያን መለሰሉ።
    Print       Email

You might also like...

Satellite-Dishes orange

ሰሉስ 06 ታሕሳስ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →