Loading...
You are here:  Home  >  Columns  >  Current Article

ስለቲ ካልእ መከርኡ ዝኣኽሎ ህዝቢ – ተለመን ይኣኽለካ ባሕሪ

By   /  June 8, 2016  /  Comments Off on ስለቲ ካልእ መከርኡ ዝኣኽሎ ህዝቢ – ተለመን ይኣኽለካ ባሕሪ

    Print       Email

ስለቲ ካልእ መከርኡ ዝኣኽሎ ህዝቢ – ተለመን ይኣኽለካ ባሕሪ

ስለቲ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ምንባር ዝሰኣነ – ተለመን መንገዲ ኩኖ ባሕሪ

ስለቲ ዕድሉ ዝተመንዘዐ መንእሰይ  – ተለመን ምለሰሉ ዕጭኡ ባሕሪ

ስለታ ብዙሓት ዝኸፈለት ኣደ – ተለመን ባሕሪ ኣይትውሓጠላ ነቲ ሕሳስ ልደ

 

    Print       Email

You might also like...

download

ኣብ መወዳእታ ህዝቢ ነቶም ዝገፍዕዎ ጥራይ ዘይኮነ ነቶም ምስቶም ዝገፍዕዎ ደው ዝበሉን ነቶም እንዳተገፍዐ ብስቕታ ዝረኣዩን ውን ብታሪኽ ክሓትት እዩ!

Read More →