Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  June
Latest

ኣብ ጽባሕ ውሳነታት ኮሚሽን ምጽራይ ሰብኣዊ መሰላት፥ መንግስቲ ኤርትራ ከም ልሙድ ብዘይ ዝኾነ ሕጋዊ መስርሕ ሰባት ምእሳር ይቕጽል ።

By   /  June 30, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ጽባሕ ውሳነታት ኮሚሽን ምጽራይ ሰብኣዊ መሰላት፥ መንግስቲ ኤርትራ ከም ልሙድ ብዘይ ዝኾነ ሕጋዊ መስርሕ ሰባት ምእሳር ይቕጽል ።

ኣብ ጽባሕ ውሳነታት ኮሚሽን ምጽራይ ሰብኣዊ መሰላት፥  መንግስቲ ኤርትራ ከም ልሙድ ብዘይ ዝኾነ ሕጋዊ መስርሕ ሰባት ምእሳር ይቕጽል ። ካብ ዝሓለፈ ሰንበት ጀሚሩ ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣባይቲን ትካላትን ንግድን እንዳኸዱ ልዕሊ 20 ዝኾኑ ሰባት ከምዝኣሰሩ ተፈሊጡ። እዞም ነጋዶ ሙኻኖም ዝንገረሎም ሰባት ምኽንያት መእሰሪኦም ብወግዒ እኳ እንተዘይተገለጸ ምስ ባጤራ ዶላርን ናቕፋን ዝተኣሳሰር ኪኸውን ከምዝኽእል […]

Read More →
Latest

ፍሉይ ቃለመጠየቕ ሬድዮ መድረኽ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ምጽራይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ሚስተር ማይክ ስሚዝን ኣባል እቲ ኮሚሽን ሚስ ሼላ ኬታሩትን

By   /  June 30, 2016  /  Columns, Tigrigna, ትንታነ ዜና, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ፍሉይ ቃለመጠየቕ ሬድዮ መድረኽ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ምጽራይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ሚስተር ማይክ ስሚዝን ኣባል እቲ ኮሚሽን ሚስ ሼላ ኬታሩትን

 ክቡራት ተኸታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ኤሪ መድረኽ ፣ ምስ ኣቦ መንበር መርማሪ ኮሚሽን ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ሚስተር ማይክ ስሚዝን ላዕለወይቲ ኣባል እቲ ኮሚሽን ወ/ሮ ሼላ ኬታሩትን ብልኡኻት ሬድዮ መድረኽ ብቛንቋ እንግሊዝ ናይ ዝተገብረ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ትርጒም ቀዳማይ ክፋል ነቕርበልኩም።  ሕቶ: መርማሪ ኮሚሽን ኣብ ጸብጻቡ ፥ ሃገራዊ ኣገልግሎት  ካብ ናይ`ዚ ዘመን እዚ ባርነት ፈሊኻ ዝረአ ከምዘይኮነ ፡ ኣብ`ቲ ገደብ ግዜ ዝሰኣኖ ኣገልግሎት […]

Read More →
Latest

Human Rights Council draft resolution requests the General Assembly to submit the report  to the Security Council for its consideration and appropriate action.

By   /  June 30, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on Human Rights Council draft resolution requests the General Assembly to submit the report  to the Security Council for its consideration and appropriate action.

Human Rights Council Thirty-second session Agenda item 4 Human rights situations that require the Council’s attention Djibouti,* Somalia:* draft resolution 32/…     Situation of human rights in Eritrea The Human Rights Council, Guided by the Charter of the United Nations, the Universal Declaration of Human Rights, the International Covenants on Human Rights and other relevant international […]

Read More →
Latest

ساعة المنتدى ليوم الأربعاء 29 يونيو 2016

By   /  June 29, 2016  /  Radio, صوت المنتدى  /  Comments Off on ساعة المنتدى ليوم الأربعاء 29 يونيو 2016

ساعة يوم الأربعاء 29 يونيو، وفيها: نشرة الأخبار، ثم تعليق الإذاعة بعنوان: ” الوزير الهمام والخروج عن النص“ ، يليه التقرير الذي أعدته اللجنة المنظمة لتظاهرة جنيف الثانية، بعده إعادة الجزء الثاني لسلسلة ”ربع قرن من التصدي لطموحات الشعب وآماله“ ، والحلقة الثالثة للتأريخ ووقائعه من محطات القيسي.

Read More →
Latest

الوزير الهمام والخروج عن النص

By   /  June 29, 2016  /  Arabic, التحليل السياسي  /  Comments Off on الوزير الهمام والخروج عن النص

صرح وزير الخارجية  عثمان صالح  لإذاعة الفرنسية  بأن كل المعتقلين السياسيين فى ارتريا لا يزالون على قيد الحياة ويتم العناية بهم وانهم سيقدمون  للمحاكمة  متى  ما حان الوقت المناسب لذلك. وقد استقبل  الارتريون  فى الداخل والخارج هذا الخبر  بالكثير من الحذر  والاستغراب  بل والدهشة أحيانًا. ومع الوقت تحول الحذر الى  تفاؤل تحفزّه  الطبيعة  المتكتمة لممارسات […]

Read More →
Latest

ግብሩ ዝፈረዶ ህግደፍ ንተዓዘብቲን ኮሚሽነራትን ይኸስስ

By   /  June 29, 2016  /  Columns, እዋናዊ ጉዳያት  /  Comments Off on ግብሩ ዝፈረዶ ህግደፍ ንተዓዘብቲን ኮሚሽነራትን ይኸስስ

ኣብ ኤርትራ ብህግደፍ ዝተፈጸመ ገበናት ተራ ገበን ዘይኰነ፡ ንመላእ ዓሌት ደቂ-ሰብ ከም ምብዳል ዝቝጸር ኣሰቃቒ ግፍዒ መላእ ህዝቢ ምዃኑ ተመስኪሩሉ’ዩ። እዚ ሕጂ መራሕቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ክቐርቡሉ ይግባእ ዝበሃል ዘሎ በደላት ካብ ፈለማ ናጽነት ኣትሒዙ ዝተፈጸመ ዘይሰብኣዊ ግፍዕታት’ዩ። እቲ ግፍዕታት ኣብ መደበራት ታዕሊም፡ ኣብ ወተሃደራዊ መዓስከራት፡ ኣብ ዝተፈላለየ መዳጐኒታትን ኣብያተ ማእሰርትን ካልእ ቦታታትን […]

Read More →
Latest

نشرة أخبار المنتدى ليوم الإثنين 27 يونيو 2016

By   /  June 29, 2016  /  Arabic, أخبار  /  Comments Off on نشرة أخبار المنتدى ليوم الإثنين 27 يونيو 2016

  استدعاء الوزير عثمان صالح الى ارتريا عقب التصريحات التي ادلى بها لإحدى الاذاعات الفرنسية أفادت مصادر إذاعة المنتدى بأن سلطات أسمره قد استدعت وزير خارجيتها عثمان صالح وأمرته بالعودة إلى البلاد على عجل  بعد المقابلة الإذاعية التي صرح الوزير خلالها بأن ” كل المعتقلين السياسيين فى ارتريا لا يزالون على قيد الحياة ويتم العناية […]

Read More →
Latest

ሰሉስ 28 ሰነ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  June 29, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰሉስ 28 ሰነ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Read More →
Latest

ساعة المنتدى ليوم الإثنين 27 يونيو 2016 ​

By   /  June 29, 2016  /  Radio, صوت المنتدى  /  Comments Off on ساعة المنتدى ليوم الإثنين 27 يونيو 2016 ​

Read More →
Latest

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዘይወግዓዊ ዓንኬላት ኮሚሽነራት ምጽራይ ሰብኣዊ መሰላት እንድሕሪ ተቐይሮም ነቶም ዝምዘዙ ሓደስቲ ኮሚሽነራት ንኤርትራ ክኣትዉ ከነፍቅደሎም ኢና ክብል መግለጺታት ይዝርግሕ ምህላዉ ተፈሊጡ።

By   /  June 29, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዘይወግዓዊ ዓንኬላት ኮሚሽነራት ምጽራይ ሰብኣዊ መሰላት እንድሕሪ ተቐይሮም ነቶም ዝምዘዙ ሓደስቲ ኮሚሽነራት ንኤርትራ ክኣትዉ ከነፍቅደሎም ኢና ክብል መግለጺታት ይዝርግሕ ምህላዉ ተፈሊጡ።

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዘይወግዓዊ ዓንኬላት ኮሚሽነራት ምጽራይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ እንድሕሪ ተቐይሮም ነቶም ዝምዘዙ ሓደስቲ ኮሚሽነራት ንኤርትራ ክኣትዉ ከነፍቅደሎም ኢና ክብል መግለጺታት ይዝርግሕ ምህላዉ ተፈሊጡ። ድሕሪቲ ዘይተጸበዮ ዓቐንን ቅልጣፈን ውሳነ ኮሚሽን ምጽራይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጸቕጢ ዝርከብ መንግስቲ ኤርትራ፤ ድሕሪቲ ጽባሕ 30 ሰነ ዝሓልፍ ውሳነ ኣባላት ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ንዝስዕብ መድረኻት ዝኾኖ ስትራተጂ ይሕንጽጽ […]

Read More →