Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

ኢማራት ንኤርትራ ናይ ሬድዮ ርክብ ሓገዛት ትህብ

By   /  May 13, 2016  /  Comments Off on ኢማራት ንኤርትራ ናይ ሬድዮ ርክብ ሓገዛት ትህብ

    Print       Email

109bf83c58423bb9de5b131c75ec57af (1)መንግስቲ ሕቡራት ኢማራት ብርክት ዝበለ ናይ ርክብ ሬድዮታት ንመንግስቲ ኤርትራ ብሓገዝ ሂቡ። እቲ ሓገዝ ብ 2 ግንቦት 2016 ካብ ዱበይ ናብ ኤርትራ ዝኣተወ ኮይኑ ናይ ኢማራት ባንዴራ ብዘለዋ ፍልይቲ ሄሊኮፕተር ተጻዒኑ ዝመጸ እዩ።

ብዘይካ እዚ መንግስቲ ሕቡራት ኢማራት ናብ በዓል ናጽነት ዝትኮስ  ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ቅርጽታትን መልክዓትን ዘለዎም ሪሺታት ናብ ኤርትራ ኣእትዩ ምህላዉ ውን እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ገሊጾም።

 

    Print       Email

You might also like...

ኢዮብ መድሃኔ ዝተባህለ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ስርዋ ንልዕሊ 10 ዓመት ተኣሲሩ ዝጸንሐ ኮንትራክተር; ካብ ማእሰርቲ ምስ ሓለውቱ ኣምሊጡ።

Read More →