Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

ንበዓል ናጽነት ዝወጸ ገንዘብ 500 ሚልዮን ናቕፋ ሙኻኑ ተገሊጹ

By   /  May 29, 2016  /  Comments Off on ንበዓል ናጽነት ዝወጸ ገንዘብ 500 ሚልዮን ናቕፋ ሙኻኑ ተገሊጹ

    Print       Email

Screen Shot 2016-05-29 at 5.47.40 PMመንግስቲ ኤርትራ ንበዓል ናጽነት ኢሉ ዝገበሮ ወጻኢታት 500 ሚልዮን ናቕፋ ሙኻኑ ምንጭታት ካብ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ገሊጾም።

እዚ ወጻኢታት ንኣልባሳት ናይቶም ልዕሊ 10 ሽሕ ዝበጽሑ ተሳተፍቲ፥ ንስርዓተ ድምጽእን ስእልን፥ንስርዓተ ብርሃን፥ ንካርኒቫላት፥ ንጉጅለታት ባህሊ፥ ወዘተ ዝተገበረ እዩ ነይሩ።

ብዘይካ እዚ ኣብ ወጻኢ ኣብ መንጎ ህዝቢ ኮይኖም ኣብ ቃርማነት ማለት ናይ እዝኒ ኮይኖም  ዝሰርሑ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት ብፍላይ ድማ ገለ ኣባላት ሃማደአን YPFDJን  ናብ ኤርትራ ዝኣትዉሉ ምሉእ ናይ ኣየር ትኬትን መንቀሳቐሲ ገንዘብን ብዶላር ከም እተዋህቦም ተፈሊጡ።

 

    Print       Email

You might also like...

_106539_eritrea300

ንኡስ ምልክታት ናዕቢ ኣብ ሰራዊት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

Read More →