Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 954 ስደተኛታት ብሓይሊ ባሕሪ ኖርወይ ድሒኖም

By   /  May 8, 2016  /  Comments Off on ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 954 ስደተኛታት ብሓይሊ ባሕሪ ኖርወይ ድሒኖም

    Print       Email

timthumbብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 954 ስደተኛታት ካብዝኦም እቶም 614 ደቂተባዕትዮ 28 ደቀንስትዮ 132 ድማ ትሕቲ ዕድመ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብነርወጃዊት መርከብ ሴም ፓይሎት ካብ ምጥሓል ከምዝደሓኑ ተሓቢሩ።

እቶም  ብዙሓት ካብኦም ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ  ዞባ ካላብርያ ሰዓት 8፡30 ንግሆ ምብጸሖምን ድሮ ናይ ጥዕናን ካልእ ህጹጽ ሸነኻት ምቁጽጻር ይግበረሎም ከምዘሎን ተፈሊጡ።

ኤርትራ መበል 25 ዓመት ናጽነታ እተብዕለሉ ኣብ ዘላ እዋን ብዙሓት ሰብኣዊ ሓርነት ዝተነፈጎም ህዝባ ኣብ ቅንያት ናጽነታ ከይተረፈ ናብ ስደት የምርሑ ምህላዎም ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ናይታ ሃገር ዘንጸባርቕ እዩ።

 

 

    Print       Email

You might also like...

mideast

ሓድሽ ዓለማዊን ዞባውን ስርዓት (order)፤ ንኤርትራ ብኸመይ ይጸልዋ ኣሎ።

Read More →