Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

መንግስቲ ሱዳን ኣስታት 300 ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንስርዓት ህግደፍ ኣረኪብዎም።

By   /  May 20, 2016  /  Comments Off on መንግስቲ ሱዳን ኣስታት 300 ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንስርዓት ህግደፍ ኣረኪብዎም።

    Print       Email

r446204_2162809መንግስቲ ሱዳን ንሊብያ ኪሰግሩ ዝፈተኑ ኣስታት 300 ዝኾኑ ኤርትራውያን ብምሓዝ ብዕለት 17  ግንቦት 2016
ስርዓት ህግደፍ ኣረኪብዎም።

እዞም ኣስታት 300 ዝኾኑ ቆልዓ ሰበይቲ ዝርከብዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት ብመንገዲ ሊብያ ንኤውሮጳ ክሰግሩ ዝፍተኑ ዝነበሩ ክኾኑ እንከለዉ፥ ብመንግስቲ ሱዳን ኣብ ዶብ ሊብያ ድሕሪ ምትሓዞም ብቐጥታ ንኤርትራ ክጥረዙ ከም ዝተገበረ ተፈሊጡ።
    Print       Email

You might also like...

_106539_eritrea300

ንኡስ ምልክታት ናዕቢ ኣብ ሰራዊት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

Read More →