Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

መንእሰያት ውሽጢ ናብ መዓስከራት ታዕሊም ይፋነዉ

By   /  May 31, 2016  /  Comments Off on መንእሰያት ውሽጢ ናብ መዓስከራት ታዕሊም ይፋነዉ

    Print       Email
YPFDJ Switzerlandብርክት ዝበሉ መንእሰያት ካብ ዝሓለፈ 28 ግንቦት ጀሚሮም ናብ መዓስከራት ታዕሊም በስገዳድ ከም እተፋነዉ ተፈሊጡ። እዞም ሕጂ ዝፋነዉ ዘለዉ መንእሰያት ብዕድመ ኣብ ግዜ ውግእ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተወለዱ ኮይኖም፥ ካብ ዝውለዱ ክሳብ እዛ እዋን ህጻናት ክርእይዎ ዝግባእ ሰላም ይኹን ሓርነት ዘየስተማቐሩ ካልኣይ ወለዶ ግዳያት ዓማጺ ምሕደራ መንግስቲ ኤርትራ እዮም።
ብኣንጻር እዚ እቶም ካብ ወጻኢ ዝመጹ መሰታታቶም ብሰበስልጣን ኤርትራ ሓለፋ ኣቐባብላ ክግበረሎም ሕሉፍ ሓሊፉ ‘ብዘይ ጥይት ዝዋግኡ ጀጋኑ’ ተባሂሎም ይስየሙ ምህላዎም፥ ሎሚ ኤርትራ ንዝገበረላ ዘይኮነ ንዘውደኽደኸላ ኮይና ምህላዋ ዘርኢ እዩ።
    Print       Email

You might also like...

mideast

ሓድሽ ዓለማዊን ዞባውን ስርዓት (order)፤ ንኤርትራ ብኸመይ ይጸልዋ ኣሎ።

Read More →