Loading...
You are here:  Home  >  Tigrigna  >  Current Article

ሓንቲ ቦጦሎኒ ተወርዋሪ እዚ ኣብ ሓለዋ ኣስመራ ተዋፊራ

By   /  May 16, 2016  /  Comments Off on ሓንቲ ቦጦሎኒ ተወርዋሪ እዚ ኣብ ሓለዋ ኣስመራ ተዋፊራ

    Print       Email

ብ ወኪል ሃገራዊ ድሕነትን ናብ ኩለን ጨናፍር ዞባታትን ሓይልታት ፖሊስን ብዝተመሓላለፈ ትእዛዝ መሰረት ካብ ዕለት 10/05 ጀሚሩ ክሳብ 05/06 ዝቕጽል ናይ 24 ሰዓት ሓለዋ ጀሚሩ ምህላዉ ተሓቢሩ።

እቲ ኩሎም ኣባላት ኣብ ተጠንቀቕ ኪኽኑ ዝእዝዝ መምርሒ ኩለን ንቁጣታት ፖሊስ ምስ ወከልቲ ሃገራዊ ድሕነት ብምዃን ስራሓቶም ከወሃህዱ ዝሕብር እዩ። እቲ መምርሒ ብፍላይ ለይቲ ጥቡቕ ኮለላ ክትግበር ሙኻኑን ካብቲ ብብሪጋደር ጀነራል ሓድሽ ኤፍሬም ዝምራሕ ተወርወዋሪ እዚ ወን ሓንቲ ቦጦሎኒ ንከባቢ ኣስመራ ክትቆጻጸር ሙኻና እቲ መምርሒ የረድእ።

ነዚ ስራሓት ንምስላጥ መንግስታዊ ጋራጅ 38 ዝኾና መካይን ናብ ወኪል ሃገራዊ ድሕነትን ፖሊስን ከም ዝለኣኸ ተፈሊጡ ኣሎ።

    Print       Email

You might also like...

ኢዮብ መድሃኔ ዝተባህለ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ስርዋ ንልዕሊ 10 ዓመት ተኣሲሩ ዝጸንሐ ኮንትራክተር; ካብ ማእሰርቲ ምስ ሓለውቱ ኣምሊጡ።

Read More →