Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  May
Latest

ሰኑይ 30 ግንቦት 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  May 31, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሰኑይ 30 ግንቦት 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange

 

Read More →
Latest

ገለን ኤርትራውያን ኣብ ባሕርታት ይጥሕሉ ገለን ኣብ ልዕሊ ስቅያቶም ይለሃዩ

By   /  May 31, 2016  /  Columns, መድረኽ ሰማዕቲ  /  Comments Off on ገለን ኤርትራውያን ኣብ ባሕርታት ይጥሕሉ ገለን ኣብ ልዕሊ ስቅያቶም ይለሃዩ

vlmmhxmze6umnig0031hepn4kiqb4f5x-large

           

Read More →
Latest

2 Rescued Eritrean Survivors Recount Sinking Ordeal

By   /  May 31, 2016  /  Perspective  /  Comments Off on 2 Rescued Eritrean Survivors Recount Sinking Ordeal

vlmmhxmze6umnig0031hepn4kiqb4f5x-large

Migrants who survived shipwreck that killed over 400 haunted by kids’ cries www.torontosun.com | May 30, 2016 POZZALLO, Italy — It was the cries of children — and the moment they decided they must save themselves — that haunt the survivors of a shipwreck that claimed hundreds of lives. Two Eritreans who arrived safely in […]

Read More →
Latest

ዜጋታት ንድግሳት ናጽነት ዝግባእ ወፈያ ኣይገበርኩምን ተባሂሎም ናብ ምምሕዳራት ተጸዊዖም ይሕተቱ።

By   /  May 31, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ዜጋታት ንድግሳት ናጽነት ዝግባእ ወፈያ ኣይገበርኩምን ተባሂሎም ናብ ምምሕዳራት ተጸዊዖም ይሕተቱ።

images (9)

ብርክት ዝበሉ ነበርቲ ከተማ ኣስመራን ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕርን ኣብ እውን ናጽነት ዝግባእ ወፈያ ኣይገበርኩምን ብዝብል ምኽንያት ናብ ምምሕዳራት ተጸዊዖም ይሕተቱ ምህላዎም ተገሊጹ። ኣብ ምምሕዳራት ኣስመራን ከባቢታት ዓድታትን፥  ንበዓል ናጽነት ንምምዕራግ ኣብ ዝግበሩ ውራያት ማለት ንወጻኢታት ናይ ኮማዊ ዳሳት ገንዘብ ምውጻእ ሓንጊድኩም  ብምባል ካብ ቤት ጽሕፈታት እተን ምምሕዳራት ናይ መጸዋዕታ ዳብዳቤ ይመጾም ከም ዘሎ ተፈሊጡ […]

Read More →
Latest

ንድግሳት ነጻነት ተባሂሉ ዝወጸ 500 ሚልዮን ሰፊሕ ብልሽውናን ስርቅን ከምዘኸተለ ተፈሊጡ

By   /  May 31, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ንድግሳት ነጻነት ተባሂሉ ዝወጸ 500 ሚልዮን ሰፊሕ ብልሽውናን ስርቅን ከምዘኸተለ ተፈሊጡ

corruption-750x347-2

ንበዓል ናጽነት ተባሂሉ ዝተገበረ ናይ 500 ሚልዮን ወጻኢታት ኣብ ብዙሓት መዳያት ሰፊሕ ስርቂ ከምዘስዓበ ምንጭታት መድረኽ ገሊጾም። ብፍላይ እቲ ብስም ሃገራዊ ድሕነት ንተጸናጸንትን ቃርማታትን ዝወሃብ ክፍሊት ኣስማቶም ንምዕቃብ ተባሂሉ ብዘይቅብሊት ስለዝካየድ ብዙሓት ካብቶም ናይ ዋህዮታት ኣወሃሃድቲ ብርክት ዝበለ ገንዘብ ናብ ጁበኦም ከምዘትረፉ ተገሊጹ። ከም ሳዕቤን ናይዚ ኣብ መንጎ ክልተ ኣወሃሃድቲ ቃርማታት ዝኾኑ ኣብ ሬድዮ ማሪናዮ […]

Read More →
Latest

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ህዝቢ ብጥሜት ይሳቐ

By   /  May 31, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ህዝቢ ብጥሜት ይሳቐ

1

ብርክት ዝበለ ተቐማጦ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ብጥሜት ይሳቐዩ ምህላዎም ተገሊጹ። ብፍላይ ኣብ ከባቢታት ማእከል ናይቲ ዞባ ዝነብር ህዝቢ ዝብላዕ ስኢኑ ኣደዳ ሕማምን ዓጸቦን ኮይኑ ምህላዉ ምንጭታት መድረኽ ገሊጾም። ብዙሓት ህጻናት ኣብ ክሊ ትሕቲ 5 ዓመት ከለዉ ይሞቱ ምህላዎም ዝገለጹ ምንጭታት፥ መንግስቲ ኤርትራ ንድግሳት በዓል ኢሉ 500 ሚልዮን የውጸኣሉ ኣብ ዘሎ እዋን ህዝቢ ዝብላዕ  ስኢኑ ክመውት […]

Read More →
Latest

መንእሰያት ውሽጢ ናብ መዓስከራት ታዕሊም ይፋነዉ

By   /  May 31, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on መንእሰያት ውሽጢ ናብ መዓስከራት ታዕሊም ይፋነዉ

Screen Shot 2016-04-16 at 9.35.03 AM

ብርክት ዝበሉ መንእሰያት ካብ ዝሓለፈ 28 ግንቦት ጀሚሮም ናብ መዓስከራት ታዕሊም በስገዳድ ከም እተፋነዉ ተፈሊጡ። እዞም ሕጂ ዝፋነዉ ዘለዉ መንእሰያት ብዕድመ ኣብ ግዜ ውግእ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተወለዱ ኮይኖም፥ ካብ ዝውለዱ ክሳብ እዛ እዋን ህጻናት ክርእይዎ ዝግባእ ሰላም ይኹን ሓርነት ዘየስተማቐሩ ካልኣይ ወለዶ ግዳያት ዓማጺ ምሕደራ መንግስቲ ኤርትራ እዮም። ብኣንጻር እዚ እቶም ካብ ወጻኢ ዝመጹ […]

Read More →
Latest

خطاب اليوبيل الفضي جاء مُعَبِراعن مشاغل أفورقي كتبه / محمد علي موسى

By   /  May 29, 2016  /  Arabic, التحليل السياسي  /  Comments Off on خطاب اليوبيل الفضي جاء مُعَبِراعن مشاغل أفورقي كتبه / محمد علي موسى

download (3)

“كل إناء بما فيه ينضح”  .. الرئيس إسياس لم يكن بعيدا عن هذا القول في خطابه بمناسبة اليوبيل الفضي لإستقلال أرتريا .  فبعد أن أحكم  الطاغية قبضته في الداخل الأرتري بالتدابير المعروفة للأنظمة الإستبداية، قام بال حقيقيا عن  مشاغل الرئيسسمسرة مع الأنظمة العربية في إستئجار الاراضي الأرترية، و بتنفيذ مهمات كالتي تكلف بها مافيات وعصابات […]

Read More →
Latest

ساعة المنتدى ليوم السبت 28 مايو 2016

By   /  May 29, 2016  /  Radio, صوت المنتدى  /  Comments Off on ساعة المنتدى ليوم السبت 28 مايو 2016

mUNTATDA NEWS LOGO

ساعة المنتدى ليوم السبت 28 مايو 2016 وفيها: نشرة الأخبار، ثم تعليق المنتدى. يليه الحلقة الخامسة من محطات القيسي عن التأريخ ووقائعه. وختامها أضواء على الأحداث.

Read More →
Latest

ንበዓል ናጽነት ዝወጸ ገንዘብ 500 ሚልዮን ናቕፋ ሙኻኑ ተገሊጹ

By   /  May 29, 2016  /  Tigrigna, Uncategorized, ዜናታት  /  Comments Off on ንበዓል ናጽነት ዝወጸ ገንዘብ 500 ሚልዮን ናቕፋ ሙኻኑ ተገሊጹ

Screen Shot 2016-05-29 at 5.47.40 PM

መንግስቲ ኤርትራ ንበዓል ናጽነት ኢሉ ዝገበሮ ወጻኢታት 500 ሚልዮን ናቕፋ ሙኻኑ ምንጭታት ካብ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ገሊጾም። እዚ ወጻኢታት ንኣልባሳት ናይቶም ልዕሊ 10 ሽሕ ዝበጽሑ ተሳተፍቲ፥ ንስርዓተ ድምጽእን ስእልን፥ንስርዓተ ብርሃን፥ ንካርኒቫላት፥ ንጉጅለታት ባህሊ፥ ወዘተ ዝተገበረ እዩ ነይሩ። ብዘይካ እዚ ኣብ ወጻኢ ኣብ መንጎ ህዝቢ ኮይኖም ኣብ ቃርማነት ማለት ናይ እዝኒ ኮይኖም  ዝሰርሑ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት […]

Read More →