Loading...
You are here:  Home  >  2016  >  April
Latest

ወገናውነት ንምልኪ ውሑዳት

By   /  April 30, 2016  /  Tigrigna, ርእሰ ዓንቀጽ  /  Comments Off on ወገናውነት ንምልኪ ውሑዳት

3783298671_96def3a797

ኤርትራ፡ ሉኣላዊት ሃገር ካብ እትኸውን 25 ዓመታት እተቝጽረሉ ኣብ ዘላ እዋን፡ ህላወኣ ካብቲ ቕድሚኡ ዝነበረ ዝዀነ ይኹን ግዜ ዘጋጠመ ንላዕሊ ኣብ ዝኸፍእ ሓደጋ ይርከብ። ነቶም መድሓንቲ ህዝባ ምዃኑ እናተመክሑ ዘጥፍእዋ ዘለዉ፡ ህዝባ ብስደት ተዘሪጉ ኣብ ምድረበዳታትን ባሕርታትን ክመውት፡ ዝተረፈ ኣብ ፈቐዶ ሃገር ባዕዲ ኽልምን ዝበለጸ ምርጭኦም ኰይኑ ኣሎ። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፈቐዶ ሃገራት ባዕዲ ፋሕ […]

Read More →
Latest

ساعة المنتدى 30 ابريل 2016

By   /  April 30, 2016  /  Radio, صوت المنتدى  /  Comments Off on ساعة المنتدى 30 ابريل 2016

mUNTATDA NEWS LOGO

 

Read More →
Latest

إيطاليا تشرع في تطبيق نظام بصمات على المهاجرين في الب

By   /  April 30, 2016  /  Arabic, أخبار  /  Comments Off on إيطاليا تشرع في تطبيق نظام بصمات على المهاجرين في الب

In this handout videograb released by the Italian coast guards (Guardia Costiera) migrants arrive  in the port of Lampedusa on a boat of the Guardia Costiera following a rescue operation off the coast of Sicily, on April 5, 2015. Some 1,500 migrants trying to cross the Mediterranean to Italy in five different boats were rescued in one day, Italian coastguards said today. Four coastguard vessels and an Italian navy ship intervened Saturday to save three large boats carrying migrants off the Libyan coast after intercepting distress calls from satellite telephones, only to find two other migrants boats in difficulty nearby.
RESTRICTED TO EDITORIAL USE - MANDATORY CREDIT "AFP PHOTO / GUARDIA COSTIERA" - NO MARKETING NO ADVERTISING CAMPAIGNS - DISTRIBUTED AS A SERVICE TO CLIENTS

إيطاليا تشرع في تطبيق نظام بصمات على المهاجرين في الب صرح مسؤولون ايطاليون بان بلادهم شرعت في تطبيق نظام البصمات على المهاجرين وهم في عرض  البحر الأبيض المتوسط حالما يتم الإمساك بهم بواسطة قوارب الانقاذ. ويتوقع أن تساعد هذه الخطوة على الحد من التوترات المتصاعدة بين ايطاليا وشركائها في الاتحاد الأوروبي حول الأعداد الكبيرة من المهاجرين […]

Read More →
Latest

ንበዓል ናጽነት ዝግበር ናይ ኤሌክትሪክ ወጻኢታት ህዝቢ ኪኸፍሎ ምዃኑ ተሓቢሩ።

By   /  April 29, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ንበዓል ናጽነት ዝግበር ናይ ኤሌክትሪክ ወጻኢታት ህዝቢ ኪኸፍሎ ምዃኑ ተሓቢሩ።

Eritrean independence day Asmara

መንግስቲ ኤርትራ ነቶም ንምምዕራግ ጽምብል ብሩራዊ ኢዮቤል መዓልቲ ናጽነት ብዝብል ምስምስ ዝገብሮም ወጻኢታት ከም ልሙድ ካብ ጁባ ህዝቢ ከማልሶም ይሰርሕ ምህላዉ ተገሊጹ። ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር ኣመሓላሊፍዎ ብዘሎ መምርሒ ፥ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ሽዱሽቲአን ዞባታት ጽንብል ንምድማቕ ኣብ ጎደናታት ንዝሃልኽ ሓይሊ መብራህቲ ወጺኡ ዘሎ ልዑል መጠን ገንዘብ፣ ኣብ’ቲ ህዝቢ ንዘቤታዊ ኣገልግሎት ማይን መብራህትን ዝኸፍሎ ወርሓዊ ክፍሊት […]

Read More →
Latest

ኣብ ኤርትራ ምህዳን ነጋዶ ይቕጽል

By   /  April 29, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ኣብ ኤርትራ ምህዳን ነጋዶ ይቕጽል

spy

ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ መሰረት ዘይርከቦም ክስታት እንዳመስረቱ ኣብ ልዕሊ ዓበይቲ ነጋዶን ሰብ-ዋኒንን ሃገርና ዝጽዕንዎ ዘለዉ ክሳዕ ምእሳርን ምዝማትን ዝኸይድ ጸቕጥታት ብዝሓየለ መልክዑ ይቕጽል ምህላዉ ምንጭታትና ሓቢሮም። ብፍላይ ኣብ ልዕሊ እቶም ተጠቂኖም ከምዘለዉ ዘይፈልጡ እሞ ንሕክምናን ውልቃዊ ስራሕን ብመገሻ ኣብ ደገ ዝርከቡ ዜጋታት ፥ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ልዕሊ ዘሎ ንብረቶምን ገንዘቦምን ተሓታትነት ብዘይብሉን ኣገባብ […]

Read More →
Latest

ዓርቢ 29 ሚያዝያ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  April 29, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ዓርቢ 29 ሚያዝያ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange

1 ዜናታት…….. 2 ሪፖርታጅ መርሆ መጻኢ ኤርትራ 16-17 ሚያዝያ ለንደን…. 3 መደብ ቅርዓት ባህሊ  

Read More →
Latest

ርዋንዳ ብእስራኤል ክጥረዙ ተመልኪቱሎም ዘሎ ኤርትራውያን ክትቅበል ወሲና ።

By   /  April 29, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ርዋንዳ ብእስራኤል ክጥረዙ ተመልኪቱሎም ዘሎ ኤርትራውያን ክትቅበል ወሲና ።

kagame

ሩዋንዳ ብመለሳ ሚልዮናት ዶላር ኣሜሪካ ነቶም ካብ እስራኤል ክጥረዙ ተመልኪቱሎም ዘሎ ዝበዝሑ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ምዃኖም ዝንገረሎም ስደተኛታት ክትቅበል ወሲና ምህላዋ ፕረዚደንት እታ ሃገር ፖል ካጋመ ብወግዒ ሓቢሩ። እቲ ሩዋንዳዊ መራሒ ኣብ’ዚ ሳልስቲ እዚ ኣብ ዝገበሮ ጋዜጣዊ ዋዕላ ፥ ኣብ ሞንጎ ሃገሩን እስራኤልን ክካየድ ዝጸንሐ ዝርርባት ናብ መፈጸምታኡ ከምዝበጽሐ፥ ሩዋንዳ ካብ መንግስቲ እስራኤል ሚልዮናት ዶላር ኣመሪካ […]

Read More →
Latest

ምእሳር ነጋዶ ብዝተዓጻጸፈ ቁጽሪ ይቕጽል ኣሎ

By   /  April 29, 2016  /  Tigrigna, ዜናታት  /  Comments Off on ምእሳር ነጋዶ ብዝተዓጻጸፈ ቁጽሪ ይቕጽል ኣሎ

Eritrea853807

ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ወርሒ ሚያዝያ ፕረዚደንት ኢሳያስ ‘ እዞም ተሪፎም ዘለዉ ሃብታማት ኤርትራ፥ ብብስጭት ደም ብዝሒ ተታሒዞም ከምዝሞቱ ክንገብር ኢና’ ድሕሪ ምባሉ ኣብ ነጋዶ ዝፍጸም ማእሰርቲ ብዝተዓጻጸፈ ኪቕጽል ጀሚሩ ኣሎ። በዚ መሰረት ብ 9 ሚያዝያ 7 ሚልዮን ናቕፋ ዝዋግኡ ዕፉን ናብ ህዝቢ ክሽየጥ ዘእትዉ ዝነበሩ ነጋዶ ኣብ ቀይዲ ኣእትዩ ኣሎ። እቶም ነጋዶ ምስተን ነቲ ናብ […]

Read More →
Latest

ሓሙስ 28 ሚያዝያ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

By   /  April 28, 2016  /  Radio, ድምጺ መድረኽ  /  Comments Off on ሓሙስ 28 ሚያዝያ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ

Satellite-Dishes orange

1 ዜናታት 2 ምእንቲ ምንዋሕ ዕምሪ ምልኪ ዝተባባዕ ዘሎ ስደት 3 ብልጫታትና ከሐይል ዝግባእ ፍልልያት  

Read More →
Latest

Should Europe pay to stop refugees fleeing oppressive Eritrea? (Guardian Africa network)

By   /  April 28, 2016  /  English, Perspective  /  Comments Off on Should Europe pay to stop refugees fleeing oppressive Eritrea? (Guardian Africa network)

8448

The migration crisis has dominated headlines and confounded politicians, but still very little is known about Eritrea, a country from which an estimated 5,000 people are fleeing each month. Despite unaccompanied children from Eritrea being the largest group to seek refuge in the UK, and despite Eritreans being one of the largest groups entering Europe […]

Read More →