Loading...
You are here:  Home  >  Columns  >  Current Article

ዝርዝር ኣስማት ኤርትራውያን እሱራት

By   /  March 20, 2016  /  No Comments

    Print       Email

handcufብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣዊጅዎ ዘሎ ናይ ምእሳር ምቕንጻል ምጥማይ ምዕስካር ምስቓይ ኩናት፥ህጻናትን ኣዴታትን ነብሰጾራትን ከይተረፋ ዝርከብዎም ደቂ ኤርትራ ናብ ሓርነትን ናጽነትን ኪረኽቡሉ ዝኽእሉ ዝብልዎ ቦታታት ባሕርን ጣሕርን ሰጊሮም ምስዳድ ቀጺሎም ኣለዉ። እዞም ኤርትራውያን ኣብ ዝገብርዎ ጉዕዞ ስደት ብደቂ
ሰብ ዘሰጋግሩ ነጋዶ ህይወት ሰብ፥ ህግደፍ ባዕሉ ዘዋፈሮም ዶላር ዝእክቡ ኣቀባበልቲ፥ መንግስ
ታት ሱዳንን ግብጽን ዘዋ ፍሮም ኣሳቐይቲ ወዘተ ኣብ ጉዕዘኦም ካልእ እሳት ይጸንሖም ኣሎ። ስለዚ ድማ እዚ መስኪን ህዝቢ ኤርትራ ብድሕሪኡ ብስሕለት ህግደፍ ብቕድሚኡ ድማ ብብልሽዋት ስርዓታት እንዳተገርፈ ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ማእሰርቲ ከርተት ይብል ኣሎ።

ሬድዮ መድረኽ ብመንገዲ መደብ ዓይኑ ይብራህ ብሰንኪዚ ሕሰም ፋሕ ዝበለ ህዝቢ ደሃዩ ንምርካብ ጻዕርታት ከካይድ ምጽንሑ ዝፍለጥ እዩ። ከም መቐጸልታ ናይዚ ጻዕሪ ኣብ ናይ ሎሚ ፍሉይ መደብና ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተማእሰርቲ ብዘይተሓታቲን ፍርድን ሕጋዊ ውክልናን ደሃዮም ኣጥፊኦም ናይ ዘለዉ እሱራት ደሃይ ረኺብና ስለዘሎና ዝርዝር ኣስማቶም ካብዚ ቐጺልና ነቕርበልኩም።

ሀ። ኣብ መወዳእታ 2015 ተታሒዞም ኣብ እስርቤታት ግብጺ ብዘይሓታቲ ተድጉኖም ዝርከቡ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ

  1. ምስግና ገብረኣብ፡ ጋል 20 ዓመት
  2. ሰምሃር የማኔ፡ ጋል 18 ዓመት
  3. ሰላም ክብረኣብ፡ “ 22 “
  4. ዓሸ ዓብደላ፡ “ 22 “
  5. ሚዛን ምንግስቱ፡ “ 22 “
  6. ሂወት ገብሬ፡ “ 21 “
  7. ኤደን ረድኢ፡ “ 28 “
  8. መክዳ ተኽለኣብ፡ “ 35 “ 9. ሉለ ክብሮም ፡ “ 28 “
  9. ዮርሳሌም ሞከነን ፡ “ 18 “ 11. ኢምባሶይረ ዘርኡ፡ “ 25 “

ለ። ኣብ መወዳእታ 2015 ተታሒዞም ኣብ እስርቤታት ግብጺ ብዘይሓታቲ ተድጉኖም ዝርከቡ ኤርትራውያን ደቂ ተባዕትዮ ( ምሉእ ኣስማቶም ኣይመጸናን )

  1. ኣፍወርቂ፡
  2. ሳልሕ፡
  3. ኤርምያስ፡
  4. ፊልሞን
  5. ፍትሒ
  6. ሚልዮን
  7. ፍናን
  8. ዓሊ፡
  9. ዓብደለ
  10. መርሃዊ
  11. ብላል
  12. ዮናታን

ሐ። ኣብ መወዳእታ 2015 ተታሒዞም ኣብ እስርቤታት ግብጺ ብዘይሓታቲ ተድጉኖም ዝርከቡ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ( ማለት ትሕቲ 10 ዓመት ) ዝዕድሚኦም ህጻናት

  1. ሚካል ምከኤል፡ ጋል 9 ዓመት
  2. ማርተ ምከኤል፡ ጋል 8 ዓመት
  3. ማትዮስ ምከኤል፡ ወዲ 4 ዓመት
  4. ሙሴ ምከኤል፡ ወዲ 4 ዓመት
  5. ሪም ፈረጅ፡ ጋል 9 ዓመት
  6. ነዋል ወሊድ ፡ ጋል 9 ዓመት
  7. ናይፍ ወሊድ ፡ ወዲ 5 ዓመት
  8. ቤትኤል ክብሮም፡ ጋል 7 ዓመት
  9. ቤርሳብር ክብሮም ፡ ወዲ 6 ዓመት

መ። ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ከፍርሼኽ ዘለዉ

1. ኢብራሂም አቡበከር

  1. ሰመሬ መስፍን
  2. ሃና ተወልዴ

ሰ። ኣብ እስርቤት ማርሰ መጥሩሕ ዘለዉ

  1. ኣልጋኔሽ ተስፈአለም ኪዳኔ፡
  2. ሲሃም ሃሮን መሓመድ፡

ረ። ኣብ ዓመተ 2016 ኣብ ኣልቀናጥር ዝተሰጋገሩ

ደቂ ተባዕትዮ

1. ክብሮም ኣድሓኖም ዑቕባዝጊ፥

  1. ምንግስተኣብ ክፍሎም ወልደምከኤል፡
  2. ኢስያስ ኣፍወርቂ ተስፋይ፡
  3. ኣለም ተስፋይ ኣብርሃም፡
  4. ዓወት ማልኣኬ መሓሪ፡
  5. ሓጂ ኢብራሂም ዓብዱ፡
  6. ፋንኤል ጸጋይ ተስፋምከኤል፡
  7. ብላል መሓመድ ናስረዲን፡
  8. ዓብደላ ስዒድ ማሕሙድ፡
  9. ፍትሒ ሞከነን ሓደራ፡
  10. ምከኤል ሃብቴ፡
  11. ሲራክ ጥላሁን ሃብቴ፡
  12. ከማል ማሕሙድ ዓብደላ፡
  13. ሽፋ ዓሊ፡
  14. ሽፋ ኣድም ዑስማን፡
  15. ስራጅ ዓብደላ ኢብራሂም፡
  16. ማሕሙድ ስዒድ ሳልሕ፡
  17. ሐሰን ኣሕመዲን ሳልሕ፡
  18. ብንያም ዘርኦም ጎደፋይ፡
  19. ሳምኤል ሙሴ፡
  20. ፋርስ ኣቶብርሃን፡
  21. ኣልአሚን ስሌማን ኣድም፡

23. ሓምድ መሓመድ ዓሊ፡

  1. ሙኒር ጀማል ዑስማን፡
  2. ቢንያም ዓንደማርያም ዑቅባዝጊ፡
  3. ዳንኤል ገብሬመስቀል ገብረዝጊ፡
  4. ዮናስ ክዳነ ሃብቴ፡
  5. ሳምኤል ክፍሌ ኣርአያ፡
  6. ሳልሕ ዓብዱ ዓብደላ፡
  7. እድሪስ ዩስፍ ኣድም፡
  8. ኻልድ ዓሊ ማሕሙድ፡
  9. ናስር ጣሃ ዓሊ፡
  10. ጀማል ዘከርያ ዓብደላ፡
  11. ያቆብ ኣብርሃ፡
  12. ተስፋልደት ገብሬመስቀል፡
  13. ዑስማን ማሕሙድ ሳልሕ፡

ቀ። ኣብ ዓመተ 2016 ኣብ ኣልቀናጥር ዝተሰጋገራ ደቂ ኣንስትዮ

  1. ጽጌወይኒ ገብራይ ገብሬሂወት ( ነብሰ ጾርን ወዲ 1 ዓመትን ዘልዉዋ )
  2. ፌቨን በየኔ ሃይሉ ካብ መንደፈራ
  3. ሉችያ ጸጋይ አስገዶም ካብ ሰረጀቃ፡
  4. ሉላ ክብሮም ካብ ዓዲ-ተከሌዛን፡
  5. ሓያት ዓብዱርሕማን መሓመድ፡ ካብ ደቂመሓሬ፡
  6. እንትሳር ዓሊ መሓመድ ኣሕመድ ካብ ግንደዕ
  7. ዜነብ ማሕሙድ ሳልሕ ካብ ሰንዓፌ፡
  8. ዮርሳሌም ዓንደመካኤል ካብ ድበርዋ፡
  9. ኤልሳ ገብሬማርያም ካብ ድባርዋ ፡
  10. መርየም ዑመር መሓመድ ካብ ሰገነይቲ፡
  11. ኣልማዝ ፍሰሃዬ ካብ ዓዲ-ኻላ
  12. ራድያ መሓመድ ዑመር ካብ ሰንዓፌ፡
  13. ህድኣት ገብሬሂወት ገብረዝጋብሄር ካብ ሰገነይቲ፡
  14. ጸጋ ተስፋማርያም ካብ ዓዲ ቀይሕ፡

 

 

    Print       Email

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You might also like...

ሃንደበታዊ ምቅይያር ኣዘዝቲ በራጊድን ቦጦሎኒታትን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ይካየድ ምህላዉ ተሓቢሩ።

Read More →